World Cup Update: ኢንግላንድ ኣብ ልዕሊ ክሮኦሺያ ጸብለል ኢላ፡ ፖርቹጋል ብ ዲ ኣር ኮንጎ ካብ ዓወት ተኾሊፋ።
18 June 2026

World Cup Update: ኢንግላንድ ኣብ ልዕሊ ክሮኦሺያ ጸብለል ኢላ፡ ፖርቹጋል ብ ዲ ኣር ኮንጎ ካብ ዓወት ተኾሊፋ።

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ኣብ ሻውዓይ መዓልቲ ጸወታ ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026፡ ሃገራት ኣፍሪቃ ደሚቐን ዊዒለን፡በዚ ድማ DR ኮንጎን ጋናን እወታዊ ውጽኢት ኣንጻር ፖርቹጋልን ፓናማን ኣመዝጊበን። ሃሪ ኬን ፡ ኢንግላንድ ኣብ ልዕሊ ክሮኦሺያ ዓብሊላ ክትወጽእ ዓቢ ግደ ተጻዊቱ።