
14 April 2026
Women’s legal services in Australia: Understanding your options - ኣገልግሎት ሕጋዊ ጉዳያት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ኣውስትራሊያ:
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
About
Workplace discrimination, gender-based violence and financial inequality—these are just some of the reasons why women need dedicated legal services. You don’t have to navigate the legal system alone. In Australia, free legal services exist to advocate for vulnerable women in ways that are safe, confidential and culturally appropriate. - ኣብ ስራሕ ቦታ ኣድልዎ ፣ ኣብ ጾታ ዝተመርኰሰ ዓመጽን ገንዘባዊ ዘይማዕርነትን ፣ ገለ ካብቲ ደቂ-ኣንስትዮ ርእሱ ዝኸኣለ ሕጋዊ ኣገልግሎት ዝደልያሉ ምኽንያታት እዩ ። ነቲ ሕጋዊ ኣገባብ በይንኻ ክትምርምሮ ኣየድልን እዩ ። ኣብ ኣውስትራሊያ ንመጥቃዕቲ ዝወርደን ደቂ ኣንስትዮ ድሕንነት ብሕልዉ ፣ ምስጢራውን ባህላውን መንገዲ ዝድገፍን ናይ ናጻ ሕጊ ኣገልግሎታት ኣሎ ።