ወጥሪ ኣብ መንጎ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ሃገራት ኣውሮጳን ይውስኽ፡ ሓጺርቲ ዚናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ጥሪ 2026)
21 January 2026

ወጥሪ ኣብ መንጎ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ሃገራት ኣውሮጳን ይውስኽ፡ ሓጺርቲ ዚናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ጥሪ 2026)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
** ኣባላት ሰልፊ ናሽናልስ ኣብ ሰነት ዝቐርብ እማመ ሕጊ ዘረባ ጽልእን ጠበናጁን ኣንጻሩ ከምዘድምጹ ኣፍሊጦም … ** እስራኤል ኣብ የሩሳለም ዝርከብ ማእከላይ ቤት ጽሕፈት ‘ኣንርዋ’ (UNrwa) ተፍርሶ... ** ሃገራት ኣውሮጳ ኣንጻር እቲ ትራምፕ ወጢንዎ ዘሎ ወረራ ግሪንላንድ ድምጸን የስምዓ።