ወደብ ባሕሪ ምርካብ ብዘተን ዲፕሎማስን ክፍጸም ኣለዎ (ቻይና)፣ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ኣብ ቢሾፍቱ ንዝህነጽ ዝዓበየ መዓርፎ ነፈርቲ ይቃወም፣
12 January 2026

ወደብ ባሕሪ ምርካብ ብዘተን ዲፕሎማስን ክፍጸም ኣለዎ (ቻይና)፣ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ኣብ ቢሾፍቱ ንዝህነጽ ዝዓበየ መዓርፎ ነፈርቲ ይቃወም፣

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ጸብጻባት ልኡኽና (12 ጥሪ 2026) * ግብጺ ኣብ ጁቡቲ ውዕላት ወደብን ጸዓትን ድሕሪ ምፍራማ ድሕሪ ሰሙናት፡ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅቡቲ ወደብ ዶራለህ ዑደት የካይድ፣ * ካብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ መዕርፎ ነፈርቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንምህናጽ ኣብ ቢሾፍቱ እምነ መሰረት ተነቢሩ፣ ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ግን ነቲ ፕሮጀክት ብትሪ ይቃወሞ፣ * ኤርትራ ፍሉይ ዘመናዊ ዲጂታዊ ስርዓተ ጉምሩክን ንግዲን ተተኣታቱ፣ * ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ከቢድ መውጋእቲ ንዘለዎም 20 ተጋደልቲ ኣብ ወፃኢ ክሕከሙ ይልእኽ፣ * ቻይና ወደብ ባሕሪ ምርካብ ብዘተን ዲፕሎማስን ክፍጸም ከምዘለዎ ተነጽር፣ መንግስቲ ሱዳን ናብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈቱ ይምለስ፣