Three-day childcare subsidy now in place - but will it help families? - ብመንግስቲ ዝሽፈን ናይ ሰለስተ መዓልታት ነጻ ኣገልግሎት መዋእለ ህጻናት ንስድራቤታት ክጠቕመን ድዩ፧
06 January 2026

Three-day childcare subsidy now in place - but will it help families? - ብመንግስቲ ዝሽፈን ናይ ሰለስተ መዓልታት ነጻ ኣገልግሎት መዋእለ ህጻናት ንስድራቤታት ክጠቕመን ድዩ፧

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
Parents sending children to childcare are now guaranteed a 90 per cent subsidy for three days a week, without completing any eligibility test. The subsidy will cost around $430 million over the next four years but the government says hundreds of thousands of families are set to benefit. - ደቆም ናብ መዋእለ ህጻናት ዝልእኩ ወለዲ ዝኾነ ከማልእዎ ዘለዎም ወይ ዝግበኦም ነገር ከይሃለዎም ሕጂ ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ሰሙን ዝኸውን 90% መንግስቲ ክድጎመሎም ወይ ክሽፍነሎም ውሕስነት ረኺቦም ኣለዉ። እዚ ድጎማ ከባቢ $430 ሚልዮን ኣብ ዝመጹ ኣርባዕተ ዓመታት ወጻኢታት ክግበረሉ’ዩ፣ መንግስቲ ግን ኣማኢት ኣሽሓት ስድራቤታት ክረብሑ’ዮም ይብል።