About
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (01 ሰነ 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 1 ሰነ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም።
ኣብ ሕቡራት ህገራት ኣመሪካ ኣብ 1968 በቶም ንልጣን ዝበሓቱ ስሩታት ፖሎቲካ (establishment) ፍጊዕ ዝበሎ ብ Youth International Party ጽዋዕ ሰልፊ መንእሰያት ፕረሲደንት ክኸውን ከም ሕጹይ ምርጫ ንሓደ ሓሰማ ኣቕሪቡ፡ ስም ናይቲ ሕጹይ ድማ ፒጋሱስ ሰምይዎ። እዚ ኣብቲ ፖለቲካ ናይ ኣመሪካ መእተዊ ቀዳድ ዝሰኣነ ጉጅለ መንእሰያት ካብኡ ኣይትሕለፉ ኢሉ ከምተቕዉሞ ዘረቦ ሕጹይ ዩ። እቲ ፕረሲደንት ክኸውን ዝተሓጽየ ሃሰማ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኣብ ቺካጎ ቀሪቡ ነይሩ። ኣብ ቅድሚ ሕጹይ ፕረሲደንቶም ድማ ብዙሓት ብፖሊስ ተቐየዱ።
ነዚ ትሕዝቶን ካልእን ዝሓዘ ብዛዕባ ምርጫ ሓደ ትሕዝቶ ኣለና።
ሓደስቲ ትንበያታት ክሊማ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ልዑል ትርኽእሎ ዝተቐላጠፈ ምውዓይ ኣብ መላእ 2030 ክህሉ ይእምቱ፡ መሬት እቲ ክብረወሰን ዝወዓየ ተባሂሉ ዝተመዝገበላ ዓመት ዝሓምሸሸትሉን ቀጻሊ ነቲ ኣብ 2015 ንድሕነት ቅቡል'ዩ ተባሂሉ ዝተቐመጠ ደረት ክሊማ ዓለም ሓሊፋ ዝኸደትሉን ኮይኑ'ሎ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ምስ ቀረበ
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ’ ክቐርብ እዩ፡ ኣርእስታቱ ድማ፡
ልዕሊ 50 ሚሊዮን ህዝቢ ድምጺ ንምሃብ ተመዝጊቡሉ ዝተብሃለ መረፃ ኢትዮጵያ ሎምዓንቲ ይካየድ ኣሎ።
ትግራይ ኣብዚ ዕለት ንካልኣይ ጊዜ ሃገራዊ መረጻ ኢትዮጵያ ከይተኻየደላ ትተርፍ ዘላ ክልል ኮይና ኣላ።
ልኡኽ ‘ዩኔስኮ’፡ ምስ ላዕለዎት ሰብ-መዚ ኤርትራ ዕውት ዘተ ከም ዘካየደ ሓቢሩ።
ብልዕሊ 17 ቢሊዮን ብር ካፒታል ዝተጣየሸ ፋብሪካ ሲሚንቶ ተጎጋ ስራሕ ንምጅማር ዘኽእሎ ማሽነሪታት ናብ ትግራይ የእትዉ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ኢትዮጵያ ኣብዚ ቅንያት ንዝተነጽገ ኣከፋፍላ ልቓሕ ወጻኢ ዝምልከት ሓደስቲ መማረጺታት ትደሊ ምህላዋ ተገሊጹ።
ኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሃቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም።
ኣርእስታት ዜና፥
መንግስቲ ብዛዕባ ኣብ ግብሪ ክገብሮ መዲብዎ ዘሎ ምምሕያሽ ዝምልከት ሰልፊታት ዋን ኔሽን፡ ግሪንስን ሰልፊ ጥምረትን ብቐጻሊ ይነቕፍዎ ኣለዉ ።
ካብ 1 ሰነ ጀሚሩ ኣብ ቪክቶርያ ዝነብሩ ን ህዝባዊ መጓዓዝያ ፡ ክሳዕ መወዳእታ ናይ "ዚ ዓመት" ዚ ፍርቂ ዋጋ ጥራይ ክኸፍሉ እዮም።
ኢትዮጵያውያን ኣብቲ እቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ብገፊሕ ክዕወት ትጽቢት ዝግበሮ ምርጫ ሎሚ [1 ሰነ] ድምጾም ክህቡ እዮም ።