Skip to content
Opens in a new window
ናብ ትግራይ ካብ ዝኣቱ፡ ካብ ትግራይ ዝወጽእ ብዝሒ ሰብ እናወሰኸ ይኸይድ። (ጸብጻብ)
18 August 2026

ናብ ትግራይ ካብ ዝኣቱ፡ ካብ ትግራይ ዝወጽእ ብዝሒ ሰብ እናወሰኸ ይኸይድ። (ጸብጻብ)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
** ዘተ ሰላም ኣብ ኣዕጹው ማዕጾ በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋኣን፡ ኢራን ኣብ ልዕሊ ኣመሪካ መጥቃዕቲ ከምትፍኑ ኣፈራሪሓ። ** ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብምኽንያት ወጥርን ስግኣት ውግእን ፣ ናብ ትግራይ ካብ ዝኸዱ ሰባት ንላዕሊ፣ ካብ ትግራይ ናብ ማእከላይ ኢትዮጵያ ዝኸዱ ሰባት ከም ዝበዝሑ ተፈሊጡ። ** ኣብ በርሚንግሃም ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮና ኣትሌቲክስ ኣውሮጳ፣ ንጀርመን ዝወዳደር ትውልደ ኤርትራዊ ኣማናል ጴጥሮስ ወርቂ ሜዳልያ ተዓዊቱ።