Skip to content
Opens in a new window
መጠን ዝቕባበ ጎዲሉ፡ ናህሪ ዋጋታት ግና ሕጂ'ውን ልዑል'ዩ ዘሎ፡
29 July 2026

መጠን ዝቕባበ ጎዲሉ፡ ናህሪ ዋጋታት ግና ሕጂ'ውን ልዑል'ዩ ዘሎ፡

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
መጠን ዝቕባበ ኣውስትራሊያ ኣንቈልቊሉ እዩ ዘሎ: እንተዀነ ግን ጸቕጥታት ክብሪ ዋጋ ገና ልዑል እዩ ዘሎ ። እዚ ኣሃዛት እዚ ሓድሽ ዝመጸ ናይ ሪሰርቭ ባንክ መጽናዕቲ ከም ዝሕብሮ ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ወለድ ስለምንታይ ከም ዝውስኽ ወይ ነቲ መጠን ዝቕባበ ብኸመይ ከም ዝወርድ ከምዘይርድ ኦም ኣብ ዝተፈልጠሉ እዋን እዩ።