
01 June 2026
ልዕሊ 50 ሚሊዮን ህዝቢ ድምጺ ንምሃብ ተመዝጊቡሉ ዝተብሃለ መረፃ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። (ጸብጻብ)
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
About
ትግራይ ኣብዚ ዕለት ንካልኣይ ጊዜ ሃገራዊ መረጻ ኢትዮጵያ ከይተኻየደላ ትተርፍ ዘላ ክልል ኮይና ኣላ። ልኡኽ ‘ዩኔስኮ’፡ ምስ ላዕለዎት ሰብ-መዚ ኤርትራ ዕውት ዘተ ከም ዘካየደ ሓቢሩ። ብልዕሊ 17 ቢሊዮን ብር ካፒታል ዝተጣየሸ ፋብሪካ ሲሚንቶ ተጎጋ ስራሕ ንምጅማር ዘኽእሎ ማሽነሪታት ናብ ትግራይ የእትዉ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ኣብዚ ቅንያት ንዝተነጽገ ኣከፋፍላ ልቓሕ ወጻኢ ዝምልከት ሓደስቲ መማረጺታት ትደሊ ምህላዋ ተገሊጹ።