ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (18 ሰነ 2026)
18 June 2026

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (18 ሰነ 2026)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኣውስትራሊያ ልዕሊ ዓቐን ብዝውሰድ ናይ ሓሽሽ መድሃኒት ሞት ምብዛሑ እቲ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ዘይነጸረ ቀረብ መድሃኒት ከምዘጋደዶ ሰራሕተኛታት ጥዕና ገሊጾም ። ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፡ እቲ ምስ ኢራን ዝተገብረ ነጥብታት ስምምዕ እንተዘይተግቢሩ ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ክፍጸም ትእዛዝ ክህብ ምዃኑ ቃል ኣትዩ ፡። ኦስትርያ ካብ 1990 ኣትሒዛ ኣብ ናይ መጀመርታ ናይ ዋንጫ ዓለም ጸወታኣ ተዓዊታ።