Skip to content
Opens in a new window
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (15 ጥቅምቲ 2026)
15 October 2026

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (15 ጥቅምቲ 2026)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣውስትራልያ ምስ ካልኦት ጉጅለ መራሕቲ ዓለም ብምዃን ነቲ ፕረዚደንት ፍልስጤም ሓፈሻዊ ምርጫ ንምንዋሕ ዝወሰዶ ውሳነ ኮኒናቶ። ** ምልሻታት ሑቲ የመን ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ናይ ሓደ ብስዑዲ ዓረብ ዝውነን ኩባንያ ነዳዲ ባርዕ ዘስዓበ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመ ተኣሚኑ። ** ኣሰልጣኒ ካንጋሩስ ኬቪን ዋልተርስ ጋንትኡ ኣቐዲማ ክትዕወት ምዃና ገሊጹ።

#sbsaudiopodcast