ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ሕዳር 2025)
26 November 2025

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ሕዳር 2025)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
** እማመ ሰላም ኣመሪካ ዘይማእመኦ ፕረሲደንት ዩክረይን ምስ ዶናልድ ትራምፕ ክራኸብ ሓቲቱ... ** ኣብ ናይጀርያ ካልእ ጃምላዊ ጭውያ ኣጋጢሙ ፡ ፖሊስ 10 ኣንስትን ቆልዑን ብዕጡቓት ተታሒዞም ከምተወስዱ ኣፍሊጡ... ** ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል 14 ኣብ ዝገብርዎ ናይ መጀመርታ ናብ ወጻኢ ጕዕዞ ናብ ቱርክየ ክበጽሑ ይዳለዉ።