From black tie to casual: How to decode dress codes - ካብ ጸሊም ካራቫታ ክሳብ ተራ ክዳን ምኽዳን ፡ ስርዓተ-ኣከዳድና/dress-codes
25 November 2025

From black tie to casual: How to decode dress codes - ካብ ጸሊም ካራቫታ ክሳብ ተራ ክዳን ምኽዳን ፡ ስርዓተ-ኣከዳድና/dress-codes

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
You’ve received an invitation that reads “Dress code: Cocktail attire”. What is this ‘code’? And more importantly, what will you wear? In this episode, we demystify the most common dress codes so that you can feel comfortable at any event. - ኣብ ናይ ዕድመ ወረቐት፡ "ድረስ ኮድ (ስርዓተ ኣከዳድና): ኮክቴል ክዳን" ዝብል ጽሑፍ ዘለዎ ዕድመ ተቐቢልኩም ክትኮኑ ትኽእሉ ። እዚ 'ኮድ' ወይ ስርዓት እንታይ እዩ? ልዕሊ ኵሉ ድማ ፡ እንታይ ኢኻ ክትኽደን ዝግብኣካ? ኣብዚ ትሕዝቶ እዚ ፡ ኣብ ዝዀነ ይኹን ኣጋጣሚን ዕድመን ምሹእነት ምእንቲ ኽስምዓካ ፡ እቶም ዝውቱራት ስርዓተ-ኣከዳድና ክንገልጾም ኢና ።