ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ: ቁጠዐ ንዘስዓበ ግጉይ ካርታ ዘለዎ መግለፂ ኣሜሪካዊ ጀነራል ከጥፍእ ተገዲዱ። (ጸብጻብ)
26 November 2025

ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ: ቁጠዐ ንዘስዓበ ግጉይ ካርታ ዘለዎ መግለፂ ኣሜሪካዊ ጀነራል ከጥፍእ ተገዲዱ። (ጸብጻብ)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ህወሓት ሕጋውነቱ ከየተመለሰ ኣብ ትግራይ መረፃ ምክያድ ከም ዘይከኣል ኣፍሊጡ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ: ቁጠዐ ንዘስዓበ ግጉይ ካርታ ዘለዎ መግለፂ ኣሜሪካዊ ጀነራል ከጥፍእ ተገዲዱ። ዓፋር፡ ድሕሪ 12,000 ዓመታት ዝነቶገ እሳተጎመራ ሓመዅሽቱ ኣህጉርን ውቅያኖስን ሰጊሩ።