Skip to content
Opens in a new window
ዶሊ ፓርተን ዓሪፋ፡ ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (26 ነሓሰ 2026)
25 August 2026

ዶሊ ፓርተን ዓሪፋ፡ ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (26 ነሓሰ 2026)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
** ህብብቲ ደራፊት ዶሊ ፓርተን ኣብ መበል 80 ዓመት ዕድሚኣ ዓሪፋ... ** ካናዳ ኣንጻር ኣመሪካ $20 ቢልዮን ዶላር ናይ ሕነ ምፍዳይ ግብሪ ኣብ ሰደድ ኣመሪካ ኣዊጃ። ** ኤርትራ ምስታ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ዝተጨውየት መርከብ ነዳዲ ምትእስሳር ከምዘይብላ ኣፍሊጣ።