10 November 2026
ብድሆታት መንእሰያት ኣፍሪቃን ንምሕጋዞም ዝውሰድ ዘሎ ስጉምትታትን፡ ዝርርብ ምስ ዋና ኣካያዲ ኣፍሪኮስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
About
መንእሰያት ኣፍሪቃውያን ኣውስትራሊያውያን ኣብ ትምህርቲን ኣብ ስራሕ ምርካብን ብዙሕ ብድሆታት ኣለዎም። ብፍላይ ምስ ገበን ተተሓሒዙ ካብቲ ኣዚዩ ንህይወቶም ዘጸግም ዘሎን ክወጽእሉ ኣብዘይክእልሉ ዕንክሊል ዘእትዎም ኮይኑ ኣሎ። ብን ኡስን ዓብን ገበን ተኸሲሶም ኣብ መዳጎኒ ዝርከብ ናብ ኣሸሓት ቁጽሪ ደይቡ ይርከብ። ነዚ ጸገም ኣብ ምፍታሕ ኣብ ጎኒ ወለድን ትካላት መንግስቲ ዝሰርሕ ዘሎ ንመኽሰብ ዘይሰርሕ ትካል Africous ሓደ እዩ። ነቲ ኣብ መንአያት ዘሎ ጸገምን ትካሎም ዝገብሮ ንጥፈታትን ንኽምልሰልና ንዋና ኣካያዲ እቲ ትካል ንዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት።
#sbsaudiopodcast
#sbsaudiopodcast