በዓል ልደት ኣብ ኣስመራ፣ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታትን ተኸቢሩ፣ ኤርትራ ተወሰኽቲ እሱራት ሃይማኖት ፈቲሓ፣
08 January 2026

በዓል ልደት ኣብ ኣስመራ፣ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታትን ተኸቢሩ፣ ኤርትራ ተወሰኽቲ እሱራት ሃይማኖት ፈቲሓ፣

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ጸብጻባት ልኡኽና (8 ጥሪ 2026) * በዓል ልደት ብኣመንቲ ክርስትና ኣብ ኣስመራ፣ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታትን ተኸቢሩ፣ * ኤርትራ፡ ተወሰኽቲ እሱራት ሃይማኖት ፈቲሓ * ኣብ ክልል ዓፋር ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ መኪና ልዕሊ 20 ተሰድድቲ ሞይቶም * ሶማሊላንድ ፍቓድ በረራ መንገዲ ኣየር ጅቡቲ ሰሪዛ