
27 May 2026
በዓል ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣስመራን መቐለን ሓዊስካ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተኸቢሩ ውዒሉ። (ጸብጻብ)
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
About
ጉዳይ ዶብ ምስ ኤርትራ ብግዝያዊ ስምምዕ ክድቅስ ኢትዮጵያዊ መንግስታዊ ትካል ሓቲቱ። ፕረዚደንት ኬንያ ነበር ዝመርሖ ጕጅለ ተዓዛቢ መረጻ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ዝመጽእ ሰኑይ ዝካየድ መረጻ፡ ትግራይን ሸሞንተ ናቑጣታት ኣምሓራን ከም ዘይካየድ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ እዩ። በዓል ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣስመራን መቐለን ሓዊስካ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተኸቢሩ ውዒሉ። ተቓወምቲ ውድባት ትግራይ ንጥሕሰት ሕጊ መንግስቲ ፌደራልን ግፋ መናእሰይ ኣብ ትግራይ ኣውጊዞም።
Check out our podcast collection here
Check out our podcast collection here