Skip to content
Opens in a new window
ኣድመጽቲ ንኣጀንዳ ትራምፕ ነጺጎሞ። ንሱ ግን ሕጂ ንሓደ ካብ እኽረርቲ ማጋ (MAGA) ሓለቓ ስታፍ ክኸውን ሰምይዎ
08 November 2026

ኣድመጽቲ ንኣጀንዳ ትራምፕ ነጺጎሞ። ንሱ ግን ሕጂ ንሓደ ካብ እኽረርቲ ማጋ (MAGA) ሓለቓ ስታፍ ክኸውን ሰምይዎ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ፖለቲካዊ መርገጺ'ቲ ሓድሽ ተሰምዩ ዘሎ መራሒ ወይ ኣመሓዳሪ ቤተመንግስቲ ዋይት ሃውስ፡ ስቲፈን ሚለር፡ ዘመልክቶ፡ ድሕሪ ስዕረት ምርጫታት መፋርቕ ግዜ ስልጣን (midterm)፡ ትራምፕ፡ ኣካይድኡ ወይ ኣንፈቱ ክቕይር ዘይምዃኑ'ዩ።

#sbsaudiopodcast