Skip to content
Opens in a new window
ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ገደብ ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ተነቢሩ። (ጸብጻብ)
08 November 2026

ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ገደብ ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ተነቢሩ። (ጸብጻብ)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ልኡኽ ቻይና ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ተራኺቡ። ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ገደብ ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ተነቢሩ። ብወገን ብተዋጋእቲ ዕጡቓት ድማ መፈራርሒ ወረቐት ተበቲኑ ብተዛማዲ ሓበሬታ ኣብ ጋምቤላ ድሕሪ ምሸት ሰዓት 1፡00 ናይ ምንቅስቓስ እገዳ ተነቢሩ ሕቡራት ሃገራት ። ብሰንኪ ግጭት ሞያለ ናብ ኬንያ ንዝተሰደዱ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ህጹጽ ረድኤት ንምሃብ 3 ሚልዮን ዶላር መዲቡ፡ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ዞባ ኣሶሳ፣ ሓይልታት ጸጥታ ሓዊሱ ልዕሊ 50 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሰሚዑ።

#sbsaudiopodcast