ኣብ ታሪኽ ዝነውሐ መደረ ዶናልድ ትራምፕን ቀንዲ ትሕዝቶኡን
25 February 2026

ኣብ ታሪኽ ዝነውሐ መደረ ዶናልድ ትራምፕን ቀንዲ ትሕዝቶኡን

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ኣብቲ ኣብ ታሪኽ ዝነውሐ መደረ ዝተሰምዓሉ ስቴት ኦፍ ዘ ዩኒዮን መደረ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ: ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ "ወርቃዊ ዘመን" ከም ዘላ ኣዊጁ ። እቲ ፕረዚደንት ብዛዕባ እቲ ዝተረኽበ ዓወቱ ብሓበን ብምግላጽን ፡ ናይ ዝመጽእ ዓመት ኣጀንዳኡ ብምግላጽን እቲ ንኽልተ ሰዓት ዝኸውን ዝተገብረ መደረ ፡ ብዜደንጹ መገዲ እዩ ተዛዚሙ ፣