“ኣብ መንጎ ኤርትራ ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ ክዓርቕ ድሉው እየ፡” ሕብረት ኣውሮጳ። (ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ 20 ጥሪ 2026)
20 January 2026

“ኣብ መንጎ ኤርትራ ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ ክዓርቕ ድሉው እየ፡” ሕብረት ኣውሮጳ። (ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ 20 ጥሪ 2026)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
** ኣብ ዉሽጢ 24 ሰዓታት ሰለስተ ሰባት ብሻርክ ድሕሪ ምጥቃዖም 20 ገማግም ባሕሪ ናይ ሲድኒ ትዓጽዮም። ** “ኣብ መንጎ ኤርትራ ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ ክዓርቕ ድሉው እየ፡” ክብል ሕብረት ኣውሮጳ ገሊጹ። ዶናልድ ትራምፕ ንግሪንላንድ ክወስድ ኣብዝሸባሸበሉ ነቲ መደብ ንምምካት ሕብረት ኣውሮጳ ህጹጽ ጉባኤ ጸዊዑ። ** ኖቫክ ጃኮቪች ኣብ ኣውስትራሊያ ኦፐን ንመበል 100 ሳዕ ብምስዓር ታሪኽ ሰሪሑ።