ኣብ መልበርን ዝፈርስ ዘሎ 44 ግምብታት ህዝባዊ መንበሪ ኣባይትን ዘልዕሎ ዘሎ ሕቶታትን።
18 January 2026

ኣብ መልበርን ዝፈርስ ዘሎ 44 ግምብታት ህዝባዊ መንበሪ ኣባይትን ዘልዕሎ ዘሎ ሕቶታትን።

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ኣብዚ ክብሪ መነባብሮ ንሂርሉ ዘሎን ቅልውላው መንበሪ ኣባይቲ ኣጋጢምሉ ዘሎ እዋን መንግስቲ ቪክቶሪያ 44 ዝኸውን ኣብ መልበርን ዝርከብ ግምብታት መንበሪ ኣብ ምፍራስ ይርከብ ። እዚ ምፍራስ ደው ክብል ብዙሕ ድፍኢት እኳ እንተ ተገብረ ፡ መንግስቲ ቪክቶርያ ነቲ መደብ ንምትግባር ይደፍኣሉ ኣሎ ።