ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት  ሰብኣዊ መሰላትን ምላሽን (ጸብጻብ)
17 June 2026

ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ምላሽን (ጸብጻብ)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ፍሉይ ራፖርተር ሕቡራት መንግስታት ኣብ ትግራይ ከምኡ’ዉን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ወጥሪ ኣመልኪቱ መግለጺ ሂቡ። ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ምላሽ ሂባ። ህወሓት፣ ፌደራላዊ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ንምኽፋት ተዳልዩ ኣሎ ክብል ከሲሱ። ቢሮ ሰላምን ጸጥታን ትግራይ መናእሰይ ንወተሃደራዊ አገልግሎት የሰልጥን ምህላው ኣሚኑ። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናይ ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ግብጺ ዓቢ ጸገም ይፈጥር ከም ዘሎ ተዛሪቡ።