Skip to content
Opens in a new window
ኣብ ኣሜሪካ ታሪኽ ዝተሰርሓሉ ኮንግረስ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ሰልፊ ዲሞክራትስ ኣትዩ
04 November 2026

ኣብ ኣሜሪካ ታሪኽ ዝተሰርሓሉ ኮንግረስ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ሰልፊ ዲሞክራትስ ኣትዩ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፣ ደሞክራታውያን (Democrats) ክልቲኦም ኣዳራሻት ባይቶ ወይ ኮንግረስ ክቆጻጸሩ ዘኽእሎም እኹል ቁጽሪ ወናብር ገልቢጦም ወይ ካብ መቐናቕንቶም ሪፓብሊካንስ መንጢሎም ወሲዶም። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ግን ካብ’ቶም ውጽኢታት ነብሱ ከርሕቕ ይደሊ።

#sbsaudiopodcast