2026 Census: What you need to know to ensure you’re counted - መጽናዕቲ ህዝቢ (Census) 2026 : ከም ተቖጸርኩም ንምርግጋጽ ክትገብርዎ ዝግባእ ነገራት፡
07 July 2026

2026 Census: What you need to know to ensure you’re counted - መጽናዕቲ ህዝቢ (Census) 2026 : ከም ተቖጸርኩም ንምርግጋጽ ክትገብርዎ ዝግባእ ነገራት፡

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
The 2026 Census is on Tuesday 11 August and every person in Australia on this night must be counted. Census data is used to understand where we live, the languages we use at home (including Auslan), the support we need and how Australia is changing as a nation. Being counted helps ensure your community, culture and beliefs are represented. Here’s what you need to know about completing the Census for your household. - ናይ 2026 ቆጸራ ህዝቢ ሰሉስ 11 ነሓሰ እዩ ፡ ኣብዛ ለይቲ እዚኣ ድማ ኣብ ኣውስትራሊያ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ክቝጸር ኣለዎ ። ሓበሬታ ቘጸራ ህዝቢ ኣበይ ከም እንነብር ፡ ኣብ ቤትና እንጥቀመሉ ቛንቋታት ፡ ዘድልየና ሓገዝን ኣወስትራልያ ከም ህዝቢ ብኸመይ ትልወጥ ከም ዘላን ንምርዳእ ዘገልግል እዩ ። ምቝጻር ማሕበረሰብካ ፣ ባህሊኻን እምነትካን ከም ዝውከል ይገብር ። ነቲ ዝግበር ቈጸራ ህዝቢ ኣብ ቤትኩም ብኸመይ ከም እትምልእዎ ኣብዚ ክግለጽ እዩ ።